The Complaint Filed by Dr Liesbeth Zegveld and Mr Mussie Ephrem

The complaint filed by Dr Liesbeth Zegveld, an international lawyer, and  Mr Mussie Ephrem, an Eritrean living in Sweden, against the State of Eritrea, a State Party to the African Charter. http://www.achpr.org/files/sessions/34th/comunications/250.02/achpr34_250_02_eng.pdf

ኮረኔል ተስፋልደት ስዩም

ኮረኔል ተስፋልደት ስዩም (ወዲ ስዩም) ኣብ ኮርባርያ ተወሊዱ ኣብኡ ምስ ወለዱ ዓብዩ። ስድራቤቱ ምንም’ኳ ሓረስቶት እንተነበሩ ንደቆም ኣብ ምምሃር ገታኢ ስለዘይነበሮም ከም ኣሕዋቱ ናይ ትምህርቲ ዕድል ዝረኸበ ዓንተር ተስፋልደት ኣብ መቦቀል ዓዱ ዝጀመሮ መባእታ ትምህርቲ ኣብ 2ይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ደቀምሓረ ብምቅጻል ሓደ ካብቶም ፍሉጣት ብሉጽ…

ብርጋዴር ጀነራል እስቲፋኖስ ስዩም

ብርጋዴር ጀነራል እስቲፋኖስ ስዩም ሓደ ካብቶም ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ኣባላት ባይቶ ኤርትራ እዩ። ብመስከረም 2001 ዓ/ም ምስ ብጾቱ ነቲ ቀይደ-በተኽን ዘይሕጋውን ዝኾነ ኣመራርሓ ፕረዚደንት ኢሳያስ ስለዝተቃወመ፡ ብዘይ ክስን ፍርድን ብዘስካኽክኽ ኩነታት መጀመርታ ኣብ እንባትካላ፡ ድሒሩ ድማ ኣብ ዒራዒሮ ዝበሃል ቤት ማእሰርቲ ተዳጐነ።

መንእሰይ ሙሴ

ቤት ማእሰርቲ ዳህላክ ካብ ዝወሓጠቶም ሓደ እቲ መንእሰይ ሙሴ እዩ (ካብ ዕሱር ነበር ዝተልኣኽት) ኣነው’ን ከምቲ ንኹሎም መንእሰያት ኢርትራ ዝበጽሖም ሕማቕ ዕድል ስለዝበጽሓኒ፡ ኣብቲ ምድራዊ ገሃነም-እሳት ክበሓል ዝከኣል ደሴት-ዳህላኽ ተኣሲረ ነይረ። ኣብ 2003 ወርሒ መጋቢት ከኣ ነቲ ዘሕዝንን ዘብክን ዕድል ዝበጽሖ ሙሴ ዝተባህለ መንእሰይ ረኺበዮ። ዝተራኽብናሉ ኣብቲ ውጽኣት…

ቴድሮስ ገረዝጊሄር (ትሪባ)

ኢሳያስ ካብ ዝሞቖሖም ጀጋኑ ሓደ ቴድሮስ ገረዝጊሄር (ትሪባ) ቴድሮስ ኣብዛ ተወሊዱ ዝዓበየላን፡ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ዝተጋደለላን ኣስመራ፡ በዚ ባርባራዊ ዝኾነ መንግስቲ ኢሳያስ ካብ ዝእሰር ነዊሕ ኰይኑ እዩ። ኣብቲ ብዙሓት ጀጋኑ ውሒጡ ዘሎ ካርሸሊ ተኣሲሩ ከምዘሎ ከኣ ይፍለጥ። ብሕማም ሽኮር ይሳቐ ምህላው’ውን ዝመጽእ ሓበሬታ…

Seyoum Tsehaye

Seyoum Tsehaye was born in Tukul in 1952 from his father Tsehaye Woldemariam and his mother Roma Solomon. His father was the owner of Bar Da’Osta at Campobollo in Asmara.

Eritrea: A Nation in Crisis: Land Expropriation

The land proclamation that the government had issued in 1994 puts land under government ownership and introduces a shift of land ownership from the “desa” tenure system to permanent private ownership to promote sustainable land use and conservation and protection of land, as it is believed…

Torture, Suffering and Imprisonment (Life Under PFDJ)

On March 2009, we received a hefty report (about 34 pages long) on the prison condition in Eritrea as experienced by one man. The report was too detailed that we felt that it would endanger the writer, even though he wanted us to post it as…

A Testimony of Wia prison – presented through Elsa Chyrum

The following Tigrigna testimony was published on September 10th, 2005. ግዚኡ ኣብ መፋርቅ ሓምለ 2001 እዩ ዝነበረ። ኮሚቴ ተማህሮ ዩኒቨርሲቲ ነቲ ብሚንስቲሪ ትምህርቲ ዝወጸ ኩሉ ተማሃራይ ዩኒቨርሲቲ ናብ ማእቶት ክኽይድ ከምዘለዎ ዝሕብር መጸዋዕታ ሕጊ ብዝመልኦ ኣገባብ ይቃወሙ ነበሩ። ነጥቢ ብነጥቢ ብምቅራብ ነቲ ጻውዒት ክኽውን ከምዘይክእል ናብ…