Category: ትግርኛ

ትግርኛ

እቶም “ወረርቲ፣ብሽበራ፣ ሽርሕን ስለላን ዝተኸሱ እንግሊዛውያን ኣባላት PVI” በየናይ ሕጊ ነጻ ተለቒቖም?

ብ 10 ሰነ 2011፣ ሕጋውነት “ገበናት እንግሊዛዊ ትካል PVI ን ኣባላቱን ኣብ ኤርትራ”   ብዝብል ኣርእስቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ንተጠቀስቲ እንግሊዛውያን ዜጋታት ዘሰከሞም ገበናዊ ሓላፍነትን መሰጋገሪ ሕጊ ኤርትራ ንተኸሰስቲ ዝህቦም ናይ ሕጊ መሰልን ኣብ ልዕሊኦም ዝተፈጸመ ግህሰት መሰልን ኣመልኪትና ብምዝርዛር፣ ንሓቀኛ ባሕርያት እቲ ስርዓት ምስ ኣቐዲሙ ኣብ ዜጋታቱ…

ሕጋውነት “ገበናት እንግሊዛዊ ትካል PVI ን ኣባላቱን ኣብ ኤርትራ”

ሕጊ ከም ማሕበራዊ ስነ ፍልጠት መጠን ኣብ ጊዜን ቦታን ዝድረት፣ ካብኡ ምስ ዝዝምብል ናብ ዘይሕጋውነት ዝቕየር፣ ጥንቃቐ ዘድልዮ ሞያ ኮይኑ፣ ግህሰት ናቱ ከቢድ ሃሰያ ኣብ ሰብን ንዋትን ዘስዕብ፣ ካብ ፖለቲካን ሃይማኖትን ወገንን ነጻ ዝኾነ ዓውዲ እዩ።

ጸብጻብ ዕውት ናይ ዘተ ኣኼባ ኣብ ሚላኖ፡

ረቡዕ ዕለት 18 ግንቦት 2011 ብኣጋጣሚ መበል በዓል 20 ነጻነት ኤርትራን ፣ብማተዮ ሲስቲ ዝተባህለ ናይ ስነ ማሕበራዊ ተመራመሪ ዝተዳለወት መጽሓፍ ምስ ኣንበብቲ ንምፍላጥን ዝተመደበ ናይ ዘተ ምሸት ብዓወት ተዛዚሙ። ኣርእስቲ ናይታ መጽሓፍ “ ማሕበራዊ ቃልስታት ኣብ ኤርትራ – ካብ ምትሓዝ ባጽዕ ክሳብ ምምስራት ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት…

ቃል ኤልሳ ጭሩም ኣብ ዝኽሪ ኤርትራውያን ግዳያት ኣብ ማእኸላይ ባሕሪ

ክቡራትኤርትራውያን ኣሓተይን የሕዋተይን፣ ሎሚምዓልቲ ኣብዚ ብሰንኪ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ብዝወረዶም ኣደራዕ ባህጎምን ሕልሞምን ኮሊፎም፣ ካብታ ብዕድመ ንእስነቶም ዓንዲሮምዘይጸገቡላ ሃገሮም ሃጽ ኢሎም ናብ ደይፈልጥዎ በረኻን ዓድን ንስደት ዝተቓልዑ መሳኪን ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣጋጢምዎም ዘሎ ናይሞት ሓደጋ ምኽንያት ብምግባር፣ ነዚ ቀጺለ ዘቕርቦ መደረ ከቕርብ ከለኹ ዓሙቕ ሓዘን ይስምዓኒ።…

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ውረድ ይኣኽለካ!

ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ፣ ላዕላዋይ ኣዛዚ ሰራዊት፣ ኣቦ ወንበር ህ.ግ.ደ.ፍ፣ቻንስለር ዩኒበርሲቲ ኣስመራ ነበር፣ ኣቦ ወንበር ሃገራዊ ባይቶ ነበር፣ ሃየ በል ጊዜ ኣኺሉ ነጋሪት ህዝቢ ይሃምም ኣሎ። ጭራኻ ደጉልካ፡ ዲኖ ህበይ ተኸዲንካ ተኣለ። “ውረድ ዘይበቕልኻ ልቐቅ ዘይርስትኻ” እዋን ከም ቀደም ኣይኮነን። ዓለምና ጸቢባ ከምዝከማኻ ብገበን ዝሕተቱ ክሕብኡሉ ዝኽእሉ…

ስምዕታ ንላዕለዎት ሰበ ስልጣናትን መኮንናትን ኤርትራ

ሰላምታ ናይ እግዚኣብሄር ጥራይ ስለዝኾነ ኣይኮነን ብሰላምታ ዝጅምር ዘሎ ስምዕታና። ሰላም ዝምነ ሰብ ናይ ሰላምታ ኣድልዎ ስለ ዘይገብርን መቐረት ሰላም ከኣ ኣብ ኩሉ ምስ ትሰፍን ምዃኑ ስለእንፈልጥ እዩ። ንሕና ደለይቲ ሰላም ነቲ ሕማቁ እንዳዘከርና ኣይኮናን ንጸባጸብ፡ ንኽንዲ ፍረ ኣድሪ ትኸውን ጽቡቕ’ውን ኣይንርስዕን ኢና።

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ስምዓዮ ነቲ ዝህረም ዘሎ ነጋሪት

ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ፣ ላዕላዋይ ኣዛዚ ሰራዊት፣ ኣቦ ወንበር ህ.ግ.ደ.ፍ፣ቻንስለር ዩኒበርሲቲ ኣስመራ ነበር፣ ኣቦ ወንበር ሃገራዊ ባይቶ ነበር፣ ሃየ በል ጊዜ ኣኺሉ ነጋሪት ህዝቢ ይሃምም ኣሎ። ጭራኻ ደጉልካ፡ ዲኖ ህበይ ተኸዲንካ ተኣለ። “ውረድ ዘይበቕልኻ ልቐቅ ዘይርስትኻ” እዋን ከም ቀደም ኣይኮነን። ዓለምና ጸቢባ ከምዝከማኻ ብገበን ዝሕተቱ ክሕብኡሉ ዝኽእሉ…

ድምጺ ስቅያት ኤርትራውያን (ፊልም)

ብሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝተዳለወ ፊልም ብዛዕብ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ቤት ማእሰርትን ስደትን ዘሕለፍዎ ስቅያት

እገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ፡ ንረብሓ ህዝቢ’ዶ ንጉድኣቱ?

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብዕለት 23 ታሕሳስ 2009 ብቑጽሪ መዝገብ (ውሳነ) 1907/2009 ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ክጸንዕ ወሲንዎ ዘለዎ እገዳ፡ ብደገፍትን ተቓወምትን እቲ ስርዓት ዝተፈላለየ ግብረ-መልስታት ክወሃቦ ቀንዩ ኣሎ። እቲ ስርዓትን ደገፍቱን ከምቲ ወትሩ ግዜ ዝገብርዎ፡ ካብ ሓቂ ሓኪሎም፡ ዝጥዕሞምን ክኸውን ዝደልይዎን ትንተናታት ይህቡሉ ከም…