Category: መግለጺ

ኣብ እስራኤል ብዝነብሩ ተቓወምቲ ይኹን ደገፍቲ ስርዓት ኤርትራ ዝፍጸም ክትራን፥ ምምንዛዕ ቴለፎን፥ ማህረምትን ቅትለትን ብቕጽበት ደው ክብል ኣለዎ!

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፥ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ዝቃወሙ ወይ ዝድግፉ፡ ንኻልኦት ኤርትራውያን ኣብ ጽርግያ ደው እንዳበሉ፥ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ፡  ስርዓት ትቃወሙ ዲኹም ትድግፍ ኢሎም ይሓቱ፡ ቴለፎኖም ከረክቡዎም ይሓቱ፥ እንተ ኣቢዮም ድማ ይቕጥቕጡዎም፣ ብኻራሩ ይውግኡዎም ወይ ይቕተሉዎም። ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት…