Category: ትግርኛ

ትግርኛ

ትንታነታት ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሓመድ ኣዳም ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉን መልስታቱን

ትንታነታት ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሓመድ ኣዳም ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉን መልስታቱን ሬሳ ነፍስሄር ናይዝጊ ክፍሉ ሓመድ ኤርትራ ንከይለብስ ምኽልካል ኣዛራቢ ጉዳይ ኮይኑ ወሪሑ። ርእሰ ኣጋንንቲ ኢሳያስ መልሲ ካብ ምሃብ ትም ዝመረጸሉ ምኽንያት ስዒቡ ዝመጾ ሕቶ ዝኸፍእ ምዃኑ ፈሊጡ ካልእ ነዚ ዘረስዕ ሓድሽ ኣርእስቲ ኣብ ምህንዳስ ይርከብ። ልዕሊ…

ዜና ዕረፍቲ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉን ኢሰብኣዊ ተግባራት ኢሳያስ ኣፈወርቅን

ዜና ዕረፍቲ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉን ኢሰብኣዊ ተግባራት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ከምቲ ኣብ ናይ ኤርትራውያን ተቃወምቲ ማዕከናት ዜና ዝግለጽ ዘሎ ኣነውን ንናይ ሞት ዕረፍቲ ናይዝጊ ክፍሉ እታ ዝዓረፈላ ምዓልቲ ብሰኑይ 6 ለካቲት ሰሚዔ። ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ናይ ሓላፊ ፓለቲካዊ ጉዳያት ህ.ግ.ደ.ፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኢሳያስ…

ናይ ሓሶት ጠቐነ ክንድቲ ዝተጋነነ ይጋነን ሓቂ ኣይከውንን እዩ

ናይ ሓሶት ጠቐነ ክንድቲ ዝተጋነነ ይጋነን ሓቂ ኣይከውንን እዩ ዳንኤል ተወልደ ኣብ ኮምሽን ንልዕሊ 15 ኣዋርሕ ብንጽህና፣ በተወፋይነትን ብሙሉእ ድሌትን ውልቃዊ ዋኒኑ ንድሕሪት ገዲፍ፣ ምእንቲ መሰል ህዝቢ ካብ ኣሜሪካ ናብኣዲስ ኣበባ ብምኻድ ከገልግል ምጽንሑ ዘይከሓድ ሓቂ እዩ። ከምዚ ዝዓይነቶም ኣብነታውያን ዜጋታት ክተባብዑን ክነኣዱን እንዳተገብእ ንዝንኦም ዘፋኹስን…

ጓህና ገንፊሉ

ጓህና ገንፊሉ እዚ ለንቕነ ኣብ ናይ ሃገራውያንን ዓለምለኻዊ ናይ ዜና ማዕከናት ተዘርጊሑ ንርእዮ ዘለና መጭወይቲ፣ ግፍዒ፣ ዓመጽ፣ ስቅያትን መቅተልትን ንጹሃት ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ኣብ በረካ ሲናይ ሓድሽ ዘይኮነስ መቀጸልታ እቲ ናይ ዓሰርተ ዓመት ህልቂት ናይ ጉዕዞ ስደት እዩ። ኣብ እዋን ሓዘና ዝፍስሑን ብሽግርና ዝወራዘዩን ንሶም ፈጠርቲ…

መንዩ ፈላላይ

መንዩ ፈላላይ ክቡራት ኣንበብቲ፣ እዚ ፈሊምናዮ ዘለና ኣርእስቲ ንዓና ንኤርትራውያን ንጉዳይ ሓድነትና ዝምልከት ምዃኑ እንዳኣገንዘብና መበገሲና ኩልና ንጥምረትና እእጃምና ንምብርካት ነቶም ሕማም ዓበቕ ኮይኖም ነንሕድሕድና ከይንተሓቛቖፍ ንዝኽልክሉናን ዘየልቦ ነገራት ክንሓክኽ ሰለም ከይበልና ከምንሓድር ዝገብሩና ዘለው ፈሊና ንምፍላጥ ምዃኑ ብትሕትና ንገልጸልኩም። ጉዳያትና ኣብ ክንዲ ብምዝንጣል ብምክብባር፣ነድርን ሕርቃንን…

ኤልሳ ጭሩም ኣብ ኣኬባ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ዙሪክ

ህዝቢ ኤርትራ ኣኽሊል ባርነት ዝደፍኣላ ጸላም ወርሒ – መስከረም 2001

መደረ ኤልሳ ጭሩም ኣብ ኣኬባ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ዙሪክ- ZURICH (SWITZERLAND) ደቂ ሰባት ብሂወት ንክነብሩ ከምቲ ዝብላዕ መግቢ፣ ዝስተ ማይ፣ ዘተንፍሱዎ ኣየር ዘድልዮም፣ ውሕስነት ናይ ቀጻልነት ህይወቶም፣ ዘነባብሮም ሕጊ እንተዘይረኺቦም፣ ከምቲ ኣብ ሕጊ ናይ ዱር እቲ ህይወት እንሰሳታት ዝቕጽል፣ እቲ ድኹም ፍጥረት በቲ ካብኡ ዝሓየለ እንስሳ…